2
BrückenbauerInnen ምሕያል ወለዲ፡ ምድጋፍ ሕጻናት መስርሕ ትምህርቲ ኣብ ባዝል ከመይ ይመስል? ውላደይ ቋንቋ ጀርመን ኣበይ ክማሃር ይኽእል? ካብ ቤት ትምህርቲ ሓደ ደብዳቤ መጺእኑ፥ እንታይ መልእክቲ አለዎ? ክሰርሕ አለኒ ውላደይ መን ክሕዘለይ ይኽእል? አብ ስድራ ቤትና ብዙሕ ሻቑለት አሎ! ሓገዛት ኣበይ ክንረክብ ንኽእል? ውላደይ ጽቡቕ ዕብየት አየርእን ዘሎ . ኣበይ ከመልክት ይኽእል? ምስ ዘይተመለሱ ሕቶታትካ`ዶ በይንኻ ሰብ ዝይብልካ ኮይንካ ዶ ይስማዓካ? ከነማኽረኩምን ከነሰኒየኩምን ንኽእል ኢና! Albanisch Arabisch Deutsch Englisch Italienisch Portugie- sisch Serbisch Tamilisch Tigrinya Türkisch

BrückenbauerInnen - Zope

  • Upload
    others

  • View
    8

  • Download
    0

Embed Size (px)

Citation preview

BrückenbauerInnen ምሕያል ወለዲ፡ ምድጋፍ ሕጻናት

መስርሕ ትምህርቲ ኣብ ባዝል ከመይ ይመስል?

ውላደይ ቋንቋ ጀርመን ኣበይ ክማሃር ይኽእል?

ካብ ቤት ትምህርቲ ሓደ ደብዳቤ መጺእኑ፥ እንታይ መልእክቲ አለዎ?

ክሰርሕ አለኒ – ውላደይ መን ክሕዘለይ ይኽእል?

አብ ስድራ ቤትና ብዙሕ ሻቑለት አሎ! ሓገዛት ኣበይ ክንረክብ ንኽእል?

ውላደይ ጽቡቕ ዕብየት አየርእን ዘሎ. ኣበይ ከመልክት ይኽእል?

ምስ ዘይተመለሱ ሕቶታትካ`ዶ በይንኻ ሰብ ዝይብልካ ኮይንካ ዶ ይስማዓካ? ከነማኽረኩምን ከነሰኒየኩምን ንኽእል ኢና!

Albanisch Arabisch Deutsch Englisch Italienisch Portugie-sisch Serbisch Tamilisch Tigrinya Türkisch

HILFSWERK DER EVANGELISCHEN KIRCHEN SCHWEIZ

BrückenbauerInnenPfeffingerstrasse 41 Tel. 061 367 94 48Postfach [email protected] Basel www.heks.ch

መን ኢና ንሕን? አብ መዳይ ብዙሕነት ባህሊ ዝሰልጠና ሰብ ሞያ ኮይና ኣብ`ዛ ሃነጺ/ት ድልድል «BrückenbauerInnen (ሃናጺ/ት ድልድል)» እትባሃል ፕሮጀክት እንሰርሕ ጉጅለ ኢና። ንሕና ንባዕልና ናይ ስደተኛ ድሕረ ባይታ ዘለና ኮይና ኩሎም ዝላዓሉ ሕቶታት ብሕልፊ ንቖልዓ ዘለዎ ሰብ ይርዳአና እዩ። አብ ጎንኹም ኮይና ስለ ወላድኩም ንዝላዓሉ ሕቶታት ከነማኽረኩምን ከነሰኒዮኩምን ድልዋት ኢና። ንውላድኩም ኣብ ዕብየቱ ብዝበለጸ ክትድግፍወን ምስ ቤት ትምህርቲ ጽቡቕ ናይ ሓባር ስርሓ ንኽህልወኩምን ደገፍና ነበርክተልኩም።

እንታይ ንገብር? ንድልየት ዘለዎም ስድራ ቤት ቀጻሊ ንበጽሖም፥ ሓበረታታት ንህቦም፥ ስርዓተ ትምህርቲ፥ ስርዓተ ጥዕና፥ስርዓተ ማሕበራዊ ትካላት ናይ ስዊዝ ንገልጸሎምን ነረደኦምን፥ብተወሳኺ ናብ ዝምልከቶም ወሃብቲ ምኽርታትን ካሎኦት አገልጉለታትን ንሰዶም፥ኣብ ቤት ትምህርቲ ይኹን ኣብ ካሎኦት ትካላትን ነሰንዮም። አብ ድሌታታቶም ተመርኪስና ሓገዝና ነበርክት።

ድልየት አለኩም? ንኸምዚ ዓይነት መሰነይታ ድልየት እንተ ሃልይኩም፥ብስልኪ ደዊልኩም ወይ ድማ ብእመይል ጽሒፍኩም አባና አመልክቱ ኢኹም። ምስ አመልከትኩም ቀጥታ ምስኹም ርክብ ክንገብር ኢና። ቀረብና ብዓሰርተ ሓደ ቋንቋታት ብነጻ አጎልጉለት ይህብ ። ተወሳኺ ሓበረታታት ኣብ`ዚ ዝስዕብ ወብሳይትና ክትረኽቡ ትኽእሉ፡ www.heks.ch/brueckenbauerinnen

ርክብ: 079 133 80 03 (ትግርኛ), ኣኢረነ ስቨች (ጀርመን), ቁ.ስልኪ: 061 367 94 48 (ሰሉስን ዓርብን ምሉእ ማዓልቲ) Email: [email protected]

HEKS ነዚ ሃነጺ/ት ድልድል «BrückenbauerInnen» ብመሰረት ዝተዋህበ ስራሕ ካብ ይመርሖ